ኣብ ፍርያት መመላኽዒ ሓደገኛ ቀመማት ተረኺቦም

ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ ኣብ ፍርያት መመላኽዒ ሓደገኛ ቀመማት ተረኺቦም ኣብ ዝተፈላለዩ መጸባበቒታትን ንውልቃዊ ክንክን ዘገልግሉ ኮዝሞቲካዊ ፍርያትን፡ ክበርሱ ዘይክእሉ ሓደገኛ ቀመማት (PFAS) ከምዝተረኽቡ ተቓሊሑ። እቶም ዘይበርሱ ቀመማት፡ ኣብ ጥቕሚ ምስ ወዓሉ ኣብ ኣካላትን ኣከባብን ናይ ምእካብ ዓቕሚ ዘለዎም ምዃኖም ድማ ተሓቢሩ። እቶም ክኢላታት፡ ንመብዛሕትኦም ነቶም ሓደገኛ ቀመማት፡ ኣብ ውሽጢ’ቶም ኣብ ዝተፈላለያ ምዕቡላት ሃገራት … Read more